ዑቕባ አብ ፈረንሳ

Toutes les versions de cet article :

[ Dernier ajout : 29 mars 2019 ]

ዝመናው በዚህ ቋንቋ (ከ4 ቅርጽ በስተቀር) አይገኝም, የሌሎችን ቋንቋዎች ይመልከቱ
The update is no longer available in this language (except form 4), refer to the other languages.

እዚ ጉዳይ እዚ ብቅልጡፈ ፍታሕ ክረከበሉ ይግባእ ምክንያቱ ብኣማቲ ዝቑፅሩ ሓተትቲ ዕቕባን ስደተኛታትን በዚ እዋን እዚ አብ ብዘሕ ፀገም ዝርከብሉ ኹኔታት አቀባብላን ኣለሻ ምምሕዳራዊን ፍትሓዊን ምትሕባበርን፣ ዝተወሰኑ ፍጹም ሓገዝ ኣብ ዘይረኽብሉ ማእከላት ተሰዲዶም ነይሮም፣ ብዙሓት ድማ ኣብ ዝባኣሰ ኹኔታ ኣብ መንገዲ ወዲቆም ይርከቡ፣ ስለዚ ገዛ መንበሪ ንኹሉ ብቕሊሉ ክዋሃብ ከም ዘይተኽኣለ ምርኣይ ይከኣል :: ዓላማ ናይ እዚኦም ጽሑፋት ሕቶ ዑቕባ ከመይ ጌርካ ክተቐረብ ከምዝግባእ፣ ግቡእ መሰልካ ከመይ ክተኽብር ከምዝትኽእልን ከምኡ ድማ ምምሕዳር ፈረንሳ ዘለዎ ዝተወሳሰበ ኣሰራርሓ ተረዲእኻ ብጥንቃቐ ንምክያድ ንምኽኣል እዩ ::

መተሓሳሰቢ
  • ንመንግስታዊ ቤት ጽሕፈት ዝትህብዎ ሰነድ ዶኩመንት ኹሉሻዕ ኮፒ ኣቕሪኹም ሓዙ
  • ኦሪጂናል ዶኩመንት ፈጺሙ ከይትህቡ

ዝትፈላለዩ ህዝባዊ ማሕበራት ዝጥርንፍ እሞ ሓተትቲ ዑቕባ ዘለዎም መሰል ብዝምልከት ሓበሬታ ዝህብ ብዞም ዝስዕቡ ተመስሪቱ አሎ (ATMF, Dom’asile, Gisti, Cimade, Elena)

ናይ ስራሕ ሰዓት፣

ሶኒን ረቡዕን ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 18 አድራሻ ፣ 10 rue Affre, 75018 Paris


Sommaire

[retour en haut de page]

Dernier ajout : vendredi 29 mars 2019, 15:51
URL de cette page : www.gisti.org/article5443