Demander l’asile en France

ti

ዑቕባ አብ ፈረንሳ

ከይደ አስራርሓ አቀባብላ ስደተኛ ካብ 2015 ጀሚሩ ተለዊጡ አሎ።ስብ ስልጣን ፖለቲካ ዝተመሓየሽ አሰራርሓ ተገይሩ አሎ እናበሉ’ኳ እንተተዛረቡ ሎሚውን እንተኸነ ዝተወሳሰበን ብቐሊሉ ዘይርዳአካን ኸይኑ ይርከብ። እዚ ጉዳይ እዚ ብቅልጡፈ ፍታሕ ክረከበሉ ይግባእ ምክንያቱ ብኣማቲ ዝቑፅሩ ሓተትቲ ዕቕባን ስደተኛታትን በዚ እዋን እዚ አብ ብዘሕ ፀገም ዝርከብሉ ኹኔታት አቀባብላን ኣለሻ ምምሕዳራዊን ፍትሓዊን ምትሕባበርን፣ ዝተወሰኑ ፍጹም ሓገዝ ኣብ ዘይረኽብሉ ማእከላት ተሰዲዶም ነይሮም፣ ብዙሓት ድማ ኣብ ዝባኣሰ ኹኔታ ኣብ መንገዲ (...)

[retour en haut de page]

Dernier ajout : mardi 13 septembre 2016, 16:24
URL de cette page : http://www.gisti.org/spip.php?rubrique966